Skip to product information
1 of 2

HOT PRODUCT | LOW STOCK

ሰብ ሰሉስ

ሰብ ሰሉስ

Regular price €18,99
Sale price €18,99 Regular price
SAVE % Sold out

ሰብ ሰሉስ

Regular price €18,99
Sale price €18,99 Regular price
SAVE % Sold out
  • American Express
  • Apple Pay
  • iDEAL
  • Maestro
  • Mastercard
  • PayPal
  • Union Pay
  • Visa
Ordered Before 16:00 = Shipped Today!

መጽሓፍ ሰብ-ሰሉስ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ እተተርጎመት ኮይና ብዛዕባ ሓደ ብኽቢድ ሕማም ግዜ ሞቱ ዝቐረበ ፕሮፌሰር ምስ ናይ ቀደም ተመሃራዩ ዝገብሮ ዕላል እተዘንቱ እያ። ሰብ-ሰሉስ ኣብ ህይወትና ንጹር መብርሂታት ክህልዉና ብዛዕባ ንደልዮም ዛዕባታት ማለት- ነብሰ ድንጋጸ፡ እርጋን፡ጣዕሳ፡ስድራ፡ገንዘብ፡ፍቕሪን ይቅረ ምብህሃልን ትድህስስ። መንእሰያት ክንገብር ዘይንኽእለሉ እዋን ቅድሚ ምርካቡ ክንገብሮ ብዛዕባ ዝግባኣና ከሙኡውን ብዕድመ ዝዓበና በታ ተሪፋትና ዘላ ግዜ ብኸመይ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ክንመርሕ ከምንኽእል እናዛነየት ተረዳኣናን ተተባብዓናን መጽሓፍ እያ። ብዝሒ ገጽ 273 ዓቐን መጽሓፍ 11 ሰ.ሜ. ብ 16 ሰ.ሜ. ተርጓሚ ጋዜጠኛን ናይ ሕጊ ሙሁርን ሞጎስ ዑቕባሚካኤል ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ ኤርትራዊ ጸሓፋይ እዩ።

View full details