Skip to product information
1 of 1

HOT PRODUCT | LOW STOCK

መንነት

መንነት

Regular price €19,99
Sale price €19,99 Regular price
SAVE % Sold out

መንነት

Regular price €19,99
Sale price €19,99 Regular price
SAVE % Sold out
  • American Express
  • Apple Pay
  • Bancontact
  • Maestro
  • Mastercard
  • PayPal
  • Union Pay
  • Visa
Ordered Before 16:00 = Shipped Today!

ርእሰ-መበቈል መጽሓፍ፦ Identity
ርእሰ-ትርጉም መጽሓፍ፦ መንነት
ድርሰት መጽሓፍ፦ ብፍራንሲስ ፋኩያማ
ትርጒም መጽሓፍ፦ ሩፋኤል ተስፋሚካኤል


መንነት

„ጠለብ ክብርን፡ ፖለቲካዊ ቃና ዘለዎ ኩራን“


. . . . . ድሩት መንነት ሒዙ ዝንቀሳቐስ ሰብ/ጉጅለ፡ ካብቲ ኣብ ከባቢኡ ዘሎ ካልእ ሰብ/ጉጅለ ዝፈልዮን፡ ንዕኡ ብፍሉይ ዝገልጾን መንነት ከምዘለዎን፣ እዚ ፍሉይ መንነቱ ድማ፡ በቲ ካልእ ኣካል ፍሉይ ኣተኩሮን ኣፍልጦን ክወሃቦ’ዩ ዝጠልብ። ከምቲ ዝጠለቦ ግብረ-መልሲ እንተዘይረኺቡ ድማ፡ እቲ ካልእ ሰብ/ጉጅለ ወይ’ውን ዝተረፈ ሕብረተ-ሰብ ብምሉኡ ይጋገ ከም ዘሎ’ዩ ዝኸስስ . . . . .

. . . . . መብዛሕትኦም ንብሄር፡ ንዓሌት፡ ንፖለቲካዊ ሃይማኖትን ኮነ ካልእ ጽብብ ዝበለ መንነት መሰረት ገይሮም ዝንቀሳቐሳ ሰባት/ጉጅለታት ‘ክብርና ተተንኪፉ’ ዝበለ ኣካል ፖለቲካዊ መንነት’ዩ ዘለዎም . . . . .

. . . . . ብሰንኪ ስነ-ሓሳብ “ፖለቲካዊ መንነት” ኣብ ሞንጎ ሕብረተ-ሰብ ይፍጠር ንዘሎ ፍሕፍሕ ንምፍዃስ፡ እንተተኻኢሉ እውን ንምውጋድ፡ ሓቛፊ ዝኾነ ጉጅለኣዊ መንነት ምህናጽ እዋኑ ዝጠልቦ ዕማም’ዩ . . . . .

. . . . . ኣብ ሓደ ሃገር ዝፍጠር ሓባራዊ ርድኢት፡ ፖለቲካዊ መንነት ከስዕቦ ንዝኽእል ውሽጣዊ ቁርቁስ ኣወጊዱ፡ ኣድማዒ ንዝኾነ መንግስቲ ጥጡሕ ባይታ ስለ ዝፈጥር፡ ኣብታ ሃገር፡ ንሓቅን ፍትሕን ክምህ ንዘይብል ሓድነታን ውሕስነት ዝህብ’ዩ። ከምዚ ዝበለት ሃገር ምህናጽ ብዙሕ ቃልሲ ከም ዝሓትት ርዱእ’ዩ። ቅድሚ ኹሉ ግን፡ ጉጅለኣዊ መንነት ዝጠንቁ፡ ፖለቲካዊ መንነት ከስዕቦ ንዝኽእል ኩሉ ዓይነት ኣፋላላይ ንኽነወግድ ቅሩባት ክንከውን ይግባእ . . . . .
View full details